Аналитика Telegram-канала
Подписчики
1 838
Охват за 24 ч
97
ER за 24 ч
5,28%
Публикаций
342
Динамика подписчиков
7 дней
30 дней
6 месяцев
Больше
16 ноя19 ноя22 ноя
Показаны последние 7 дней
Больше истории →
Охваты публикаций
11.1111.1111.1111.1111.1117.11
29
Средний охват
64
Лучший результат
Показаны 6 публикаций — последние в канале
Больше статистики →
Упоминания
15
Упоминаний
7
Из них репостов
7
Каналов
1
Упоминаний за 90 дней
1
Из них репостов
1
Каналов за 90 дней
Последние посты
3 из 342 2 из 342
ብካባ ዝሽፈን ገበን ኮነ ብዶክሜንተሪ ዝመራሳሕ ታሪኸ የለን!
ጀኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሰፊሕ ወፍሪ ፕሮፓጋንዳ ብርሰት ይሰርሕ ኣሎ።
እዚ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ቀረባ እዋን ጥራሕ ብተኸታታሊ ቃለመሕትታትን ዶክሜንተርን ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ዘነኣእሱ፣ ህዝቢ ትግራይ ዘይባህሪኡ ዘላብሱ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅልኣት ብምስራፅ ብርሰት ክፍፀም ዘለዓዕሉ ወፍርታት ፕሮፓጋንዳ ይነዝሕ ኣሎ።
እዚ ድማ ኣካል እቲ ህዝቢ ትግራይ ኣፀሊምካ ኣብ ልዕሊኡ ዝፍፀም ግፍዒ ምኽንያታዊ ንምግባር ንዝሓለፉ ዓመታት ክሰርሖ ዝፀንሐ ወፍሪ እዩ።
እንተኾነ ግን እዞም ኣረሜናውያን ፀላእቲ ኮኑ ከደምቶም ክፈልጥዎ ዝግባእ ሓቂ በዚ ካባ ዝሽፈን ገበን ኮነ ብዶክሜንተሪ ዝነኣኣስ ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ክህሉ ኣይኽእልን።
ህዝብና ዕላማ እዞም ጀኖሳይደራት ኣቐዲሙ ዝፈልጦ እኳ እንተነበረ እዚ ሕዚ ዝፍፅምዎ ዘለው ተግባር ድማ ብዝበኣሰ ክቃልዑ ጌርዎም ኣሎ። በዚ እውን ኣብ ህዝብና ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ደገፍቲ ፍትሓዊ ቃልስና እውን ቁጠዐ ፈጢሩ ኣሎ።
እዚ ታሪኽ ፣ ጅግንነትን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ብምውራድ ከም ህዝቢ ከጥፈአና ተበጊሱ ዘሎ ስርዓት ተቓሊስካ ካብ ምስዓርን ህልውናኻ ካብ ምውሓስን ካሊእ ኣማራፂ የብልናን።
ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣብ መቓብር ጀኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ይረጋገፅ!
ዘበት ንብሄራዊ ብርሰት! #TPLF
@AscenTig
ትግራይ ትስዕር!
ещё
42
0
17 ноя, 09:44
ዜና ዓወት 🟥🟨
ሓየት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፍሉይ ቦታ ዓዲ ካሕሱ ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ብዝፈነዎ በርቃዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ከቢድ ሰብኣውን ንዋታውን ክሳራ ኣብፂሑ።
ዕሱብ ሰራዊት ብልፅግናን መራሕቲ መንገዱ ሸፋቱ ባንዳታትን ትማሊ 01 ሕዳር 2019 ዓ/ም ህዝብና ንምብስባስን ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና መጥቃዕቲ ንምፍፃምን ናብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያያቦ ኣብ ዝተንቀሰቐስሉ እዋን ሓየት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ጣብያ ዓዲ ካሕሱ ብምፅናሕ ብዝፈነዎ በርቃዊ መጥቃዕቲ 888 ዕሱበ ሰራዊት ፀላኢ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ጌሩ ኣሎ።
ካብዚኦም እቶም 355 ዝሞቱ እንትኾኑ ዝተረፉ ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣለው።
ኣብዚ ውግእ ፀላኢ ዘዋፈረን ክልተ ታክቲካል ድሮን ቅድሚ ሓደጋ ምብፅሐን ሓየት ሰራዊትና ዝሓምሸሸን እንትኸውን ንዲሽቃ ሓዊሱ ብርክት ዝበለ ፎኮስቲ ኣፅዋር ብምምራኽ ካልኦት ማእኸለዎትን ከበድቲን ኣፅዋር ድማ ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ጌሩ ኣሎ።
@AscenTig
ትግራይ ትስዕር!
ещё
37
1
3 11 ноя, 20:35
🏷️ ብልፅግና ክሰዓርን ክወድቅን እዩ። ምስኡ ዝወገነ ኩሉ ድማ ክፍረድ እዩ። እዚ ዝገሃድ ሓቂ እዩ።
ቅድሚ ውድቀት ብልፅግና ፣ ጥፍኣት ተጋሩን ትግራይን ክቅድማ ዝጓየዩ ዘለዉ ተጋሩ ድማ ከቢድ ፍርዲ ክገጥሞም እዩ። እዚ እውን ዝገሃድ ሕልሚ እዩ።
@AscenTig
ትግራይ ትስዕር
ещё
27
0
4 11 ноя, 19:25
Продолжить анализ этого канала
- История роста подписчиков
- Просмотры и охваты публикаций
- Кто упоминает канал и кого упоминает он
- Похожие каналы и подбор для рекламы
Открыть аналитику
Демо до 14 дней