Тарифы до −50% до 30.11
Аналитика Telegram-канала
Подписчики
640
Публикаций
366

Динамика подписчиков

7 дней 30 дней 6 месяцев Больше
20 ноя23 ноя26 ноя
Показаны последние 7 дней Больше истории →

Охваты публикаций

04.1107.1107.11
19
Средний охват
23
Лучший результат
Показаны 3 публикации — последние в канале Больше статистики →

Упоминания

88
Упоминаний
0
Из них репостов
4
Каналов
Нет примеров за последние 90 дней
Все упоминания

Последние посты

3 из 366 2 из 366
🕯 ሶኒ ምሸት ፡ ሰዓት 1፡00 🕯               / ዕለት 29/ " ኩሉ ጊዜ ሰዓት 11፡00 ኣጋምሸት ቤተ-ክርስትያን ንገልግሎት ተዘይኸይደ  ጭንቕ ጭንቕ እዩ ዝብለኒ.."     ..ኢሉ ከዕልለኒ ይዝክር...!  ካብ ቤተክርስትያን ንገዛ እናተመለስና ኣብታ ካብ ቤተ-ክርስትያን መልሲ ኩሉ ጊዜ ኮፍ እንብለላ ፀልማት ኣንጎሎ።     እታ ቦታ ፅልምት ዝበለት ብምዃና መብዛሕቲኡ ጊዜ ሰብ ኣይሓልፍን። ኣብ መንጎ ገዝኡን ገዛይን ስለ ዝኾነት ድማ ቅድሚ ምፍልላይና  ንብዙሕ ሰዓታት ነዕልለላ ኔርና። ብዙሕ ሰብ ከየስተውዓለና ዝተረፈ ኣይመስለንን ፡ ምሸት ዝሕልው ዋርድያታት ከይተረፈ  "እንታይ ትገብሩ ለኹም"   ኢሎም ምሕታት ካብ ዝገድፍዎ ብዙሕ ጌሮም እዮም። ...ስለ ኣገልግሎት ፣ ስለ ቤተ-ክርስትያን ፣ ስለ መፃኢና ፣ ኮታስ ኣብታ ቦታ ከነውግዕ ተጀሚርና ዘይነልዕሎ ኣጀንዳ ኣይነበረን። ንስሕቕ ፣ ንቕልድ ፣ ንከራኸር ግን  ድማ ኩሉ ጊዜ እናተነፋፈቕና እንፈላለየላ ቦታ ኔራ። እታ ቦታ ኩሉ ጊዜ መፈላለይትና ኔራ ንሱ ናብ ገዝኡ ኣነ ድማ ናብ ገዛይ።  ንምንታይ #ኔራ ትብል ናበይ ኸይዳ ድያ ከይትብሉ ፡ ብታ ቦታ ንሳ ካብ ዘይሓልፍ 5ተ ዓመት ስለ ዝገበርኩ እየ።       ቅድሚ 5ተ ዓመት ዕለት 29 ፡ ዕለተ ሶኒ ፡ ካፍተን ቤተክርስትያን ንኣገልግሎት ከይከድኩ ኣብ ገዛ ዘምሰኹለን መዓልትታት ሓንቲ እያ። ሰዓት 1፡00 ምስ ኮነ ማዕፆ ናይ ገዛና ብብርቱዕ ይኩሕዃሕ። እናጎየኹ ምስ ከፈትክዎ እቶም ኣፍታ ቦታ ኩሉ ጊዜ ኮፍ ክንብል ዝሪኡና ቆልዑ ሰፈር እዮም " ያዕቆብ ሓየሎም ዓርክኻ ሰብ ወቒዕዎ ወዲቑ " ኢሎም መልሰይ ከይተፀበዩ ቀቅድመይ እናጎየዩ ናፍታ ኩሉ ጊዜ እንፈላለየላ ኣንጎሎ ወሰዱኒ። 😢 ዓይነይ ክኣምን ኣይከኣልኩን...! ሓየሎም ወዲቑ ረኸብክዎ ደጋጊመ እንትፅውዖ ኣይምልሰለይን ፡ ትርግታ ልቡ የለን ፡ ግን ሰውነቱ ኣይዘሓለን , ንሓደ ሰዓት ዝኸውን ብንኽእሎ ኩሉ ሞከርና ፤ ግን ሓየት ንከይምለስ ደቂሱ ኔሩ ፡ ..ምሳይ ድማ ብስጋዊ ሒወት ኣፍታ ቦታና ንመወዳእታ ጊዜ ዝተፈላለናላ ምሸት ኮነት። እታ ቦታ መሽዩ ነናብ ገዛና መፈላለይት እምበር ናይ ምድራዊ ሒወት መፈላለይትና ከምትኸውን መን ኣስተብሃለ። ..ንሰንበት ት/ት ቤትና 'ውን ብኣመራርሓ ፣ ብመምህርነት ፡ ብኣብነት ት/ቲ ፡ ኮታስ ብኹሉ ነገሩ ን10 ዓመት ዘገልገላ ፡ ንብዙሕ ኣባላት ኣብነታዊ ሒወት ዝነበሮ ወዳ ዝሰኣነትሉ ዕለት ኮነ።          ...ፍቓዱ ካብ ኮነ ስለ ፍቓድ ኣምላኽ ነጊርካና ኔርካ ሓወይ ኣይከኣልናን ኣፅንዓና መሊስካ እንትንዝክራ እታ ፀልማት ዕለት ልቦናና ይስበር  ንስእነላ ቓላት፡       ዘኪርናዮ ዓርከይ ፀዋታ ወግዕኻ       ምርሳዕ ኣቢና ሕያዋይነትካ  ካብ ልቢ ዝምንጩ ወሰን ኣልቦ ፍቕሪ       ኣርኢኻና ኼድካ ምሳና ነባሪ፡ ዘኪርናዮ ኩሉ ዘሕለፍናዮ ጊዜ ኣብ በዓል ኣገልግሎት ኣብ ማህሌት ቅዳሴ #ዘዕለልናሉ_ቦታ ዝዘመርናሉ እዋን ካፍቲ ልቦናና ፈፂሙ ኣይጠፍእን፡፡            ✍ ዲ.ን ያዕቆብ ሃፍቶም /ንዝኽሪ  ዲ.ን ሓየሎም,  ኣብ 10 ዓመት ምስረታ በዓል ካብ ዝቐረበ ግጥሚ ዝተወሰደ/
ещё
22 1 5 7 ноя, 23:16
🕯 ሶኒ ምሸት ፡ ሰዓት 1፡00 🕯               / ዕለት 29/
ещё
23 1 4 7 ноя, 23:15
✨🥀✨ ንዝኣምን .. እግዚኣብሔር መልሲ ወሃቢ ጥራሕ ዘይኮነስ ፥ እግዚኣብሔር ባዕሉ መልሲ እዩ። ንዕኡ ከይኣመንካ መልሲ ካብ ምርካብ ፤ ንዕኡ ኣሚንካ መልሲ ምስኣን ይበልፅ። "..ኩሉ ሰብ ዋላ መልሲ ኣይርከብ ደስ ይበሎ ፤ ንዓኻ ስኢኑ መልሲ ካብ ዝረክብ ፡ ንዓኻ ረኺቡ መልሲ ተዝስእን ይሕሾ እዩ 'ሞ.."                                         ✍ ኦግስጢኖስ @aqlessia27  👈 ንሕቶን ፣ ርኢቶን
ещё
11 0 3 4 ноя, 08:30
Больше постов

Продолжить анализ этого канала

  • История роста подписчиков
  • Просмотры и охваты публикаций
  • Кто упоминает канал и кого упоминает он
  • Похожие каналы и подбор для рекламы
Открыть аналитику
Демо до 14 дней